''ኣብ ኣስመራ ዘለዉ ኣዝማድና ክንረኽቦም ኢና''

መግለጺ ቪድዮ, ''ኣብ ኣስመራ ዘለዉ ኣዝማድና ክንረኽቦም ኢና''
Published

ኣብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ፕሬዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተረኸባ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረባ እዋን ኣዝማደን ክረኽባ ተስፋ ከምዘለወን ንቢቢሲ ገሊጸን።