ዘይዛሪ ቅልውላው የመን

መግለጺ ቪድዮ, ዘይዛሪ ቅልውላው የመን
Published

ኣብ ኲናት ሕድሕድ እትርከብ የመን፡ ብድርቅን ብሕማም ኮሌራን እናተሓመሰት፡ ዓመታት ተቖፂሮም። እዚ ቪድዮ ካብ ሕቡራት መንግስታት ዓለምን ካብ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ብዝተረኸቡ ሓበሬታታት ተደሪኹ፡ መበገሲ እቲ ጎንፅን ፖለቲካ እቲ ዞባን ዝትርኽ እዩ።