ኣዋልድ ጾታዊ ዓመጽ ከይበጽሐን ዝከላኸሉ ኣወዳት!

መግለጺ ቪድዮ, ኣዋልድ ጾታዊ መጥቃዕቲ ከይበጽሐን ዝከላኸሉ ኣወዳት!
Published

ልዕሊ ፍርቂ ደቂ ኣንስትዮ ኬንያውያን ጾታዊ ዓመጽ ከምዝገጥመን መረዳእታት ይሕብሩ።

እቲ ጾታዎ መጥቃዕቲ ንምንካይ ድማ ኡቡጃን ኣፍሪቃ ዝተባህለ ትካል ዛጊድ ንልዕሊ 4 ሚኢቲ ሽሕ ተባዕትዮ ስልጠና ሂቡ።