"ደሓን ኣይትሰከፉ ብድልየት ጥራሕ ዝፍፀም እዩ" ወናኒት ካፌ

መግለጺ ቪድዮ, "ደሓን ኣይትሰከፉ ብድልየት ጥራሕ ዝፍፀም እዩ" ወናኒት ካፌ
Published

ካፌ ሃነድሳም ሀር፡ ምስ ማዕርነት ፆታ ብዝተኣሳሰረ መልእኽቲ ንምሕላፍ ዓሊሙ፡ ደቂ ተባዕትዮ ብድልየቶም ተወሳኺ ክኸፍሉ እናገበረ እዩ።